admin

admin

ሃገራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክ ኤርትራ፡ ስልጠና ስፖርት ማሳጅ ንምሕያል ብቅዓት ደቂኣንስትዮ ኣካይዱ

ሃገራዊ ኮሚተ ኦሎምፒክ ኤርትራ ከም ኣካል ናይቲ ኣብ ምሕያል ብቅዓት ደቂኣንስትዮ ዝገብሮ ዘሎ ወፍሪ ብክልሰሓሳብን ግብራውን ዝተሰነየ ስልጠና ስፖርት ማሳጅ ኣካይዱ። እዚ ንዓሰርተ ሾመንተ መዓልታት ዝተኻየደ ስልጠና ካብ ቤትጽሕፈት ሃገራዊ ኦሎምፒክን 8 ሃገራውያን ፈደረሽናት ዝተወከላ ኣባላት ኣብ መባእታ ትምህርቲ ቀዳማይ…